Colorado Church of Christ

ማሕበር ክርስቶስ ኮሎራዶ

Growing in Faith, Spreading God's Love

ሰባት ናብ ክርስቶስ ብምጽዋዕ : ብፍቕሪ እናሃነጸት : ደቂ መዛሙርትን ኣገልገልትን ብምግባር : ንኣምላኽ ክብሪ ምሃብ እዩ::

ኣገልግሎትና

ማሕበር ክርስቶስ ኮሎራዶ ኣብ ደንቨርን ከባቢኣን ዘለው ኩሎም ትግርኛ ተዛረብቲ ንኣምላኽ ንምምላኽን ብስራት ወንጌል ናይ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ንምብሳርን ዝቆመት ማሕበር እያ::

ኣምልኾን ቃል ኣምላኽን ብትግርኛ ኩሉ ጊዜ ሰንበት ሰዓት 11:00 am - 1:00 pm ኣሎና:: ኩሉ ዕዱም እዩ::

ናይ ህጻናት መጽንሕን ኣገልግሎትን ኣሎ::

Colorado Church of Christ is God seeking Church with Worship and the Word shared every Sunday from 11:00 am - 1:00 pm in Tigrinya.

16738 E. Iliff Avenue Aurora, CO 80013

ሰሙናዊ ኣገልግሎት ግዜ መስመር

  • ሰንበት
    ኩሉ ግዜ ሰንበት, 11:00am - 1:00 pm
  • ቀዳም
    ኩሉ ግዜ ቀዳም, 8:00am - 12:00pm
    Morning prayer

ናይ ቀረባ እዋን ጽሑፋት

View More

ጎይታ ህይወተይ ኢኻ

እግዚኣብሄር ሰናይ ምዃኑ ጥዐሙን ርአዩን፣ ኣብኡ ዚውከል ሰብ ብጹእ እዩ። መዝ 34:8 ነሓሰ (25, 26 27), 2023 ብደሓን ምጹ::

...
Read More

ዓብይ ምንቕቓሕ ኣብ ደንቨር

ዓብይ ምንቕቓሕ ኣብ ደንቨርንዕለት :ዓርቢ ነሓሰ 25, 2023 ሰዓት 6:00pm - 9:00pmቀዳም ነሓሰ 26, 2023 ሰዓት6:00pm - 9:00pmሰንበት...
Read More

robiel ghirmay (ሕያዋይ ጓሳ) gospel song |tigrinya album 1 - [official audio] 2021

elc asmara choir_-_ፈትየዮ_ኣለኹ_new gospel song tigrinya official music_video