About us

ማሕበር ክርስቶስ ኮሎራዶ

ማሕበር ክርስቶስ ኮሎራዶ ኣብ ደንቨርን ከባቢኣን ዘለው ኩሎም ትግርኛ ተዛረብቲ ንኣምላኽ ንምምላኽን ብስራት ወንጌል ናይ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ንምብሳርን ዝቆመት ማሕበር እያ::  ኣምልኾን ቃል ኣምላኽን ብትግርኛ ኩሉ ጊዜ ሰንበት ሰዓት 11:00 am - 1:00 pm ኣሎና:: ኩሉ ዕዱም እዩ:: 

ናይ ህጻናት መጽንሕን ኣገልግሎትን ኣሎ:: 

Colorado Church of Christ is God seeking Church with Worship and the Word shared every Sunday from 11:00 am - 1:00 pm in Tigrinya. 


Call

Phone 1:(720) 548-7664

Phone 2:(720) 364-9025

Email

churchofchristco2013@gmail.com

Address:

16738 E. Iliff Avenue 

Aurora, CO 80013

Addresss:

Get in touch